شرح لعبة Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ وكيفة اللعب ومميزات اللعبة
ሕንቅል ሕንቅሊተይ ብትግርኛ
Tigrigna الالغاز، الالغاز التغرينية
ሕንቅልሕንቅሊተይ ... መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)
ሕንቅልሕንቅሊተይ ሓደ ሓሳብ ወይ ሕቶ ኾይኑ، ኣብ ውሽጡ ዝተሰወረ ወይ ድርብ መልእክቲ ዘለዎ ኢዩ. እቲ ናይ ብሓቂ መግለጺኡ እኳ ኣብ ክትዕ ዘሎ እንተኾነ ከምዚ ዝስዕብ ክግለጽ ይክእል، ሕንቅልሕንቅሊተይ ማለት ሓደ ባህላዊ ናይ ቃል ኣገላልጻ ኮይኑ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ገላጺ ክፋላት ክሕዝ ይኽእል، እዞም ጽምዲ ክፋላት ተጻረርቲ ክኾኑ ዝኽእሎ ኮይኖም، እቲ ዝሕተት ዘሎ ባእታ ከኣ ይግመት.
ሕንቅልሕንቅሊተይ ክልተ ዓይነት ኮይኖም، እቲ ሓደ ብተምሳሌታዊ ኣገላልጻ ዝግለጽ ኮይኑ ብጥንቃቀ ምሕሳብን ብልሕን ዘድልዮ ኢዩ. እቲ ካልኣይ ድማ ሕቶ ኮይኑ ኣብቲ ውጽኢት ናይቲ ናቶም ማንታ-ቓላዊ ወይ ናይ ዋዛ ኣገላልጻ ኣብ ልዕሊ እቲ ሕቶ ወይ መልሲ ዝምርኮሱ ኢዮም.
ኣብ ሃገርና ካብ ነዊሕ ጀሚሩ ዝነበረን ኣብ መላእ ዓለም እውን ናይ ነዊሕ ዝጸንሐ ታሪኽ ዘለዎ ኢዩ، ኣብ ብዙሕ እዋናት እውን ከም ዓለም ለኻዊ ስነጥበብ ይግለጽ. ኣብ ሃገርና ኣብ ነፍሲወከፍ ገዛ ከም መብልሒ ኣእምሮን ከም መዘናግዒን ዝዝውተር ዝነበረን ዘሎን ኢዩ.
ሕንቅልሕንቅሊተይ ዝብል ሕቶ ብ መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ ኣብ ናይዚ ሕጂ ወለዶ) ምስ ተመለሰ، እቲ ዝስዕብ ሓሳብ ወይ ሕቶ ይመጽእ، እቲ ዝሕተት ዘሎ እውን ይምልስ. ኣብ መንጎ ክልተ ሀን ለን ኢልና ዝሰመናዮም.
.
تنزيل APK الاصدار 3.0 المجانية Free Download
يمكنك تنزيل Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ APK 3.0 لـ Android مجاناً Free Download الآن عبر أبك داون مود.