شرح تطبيق Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ وكيفية استخدامه
التغرينية الامثال ምስላታት ትግርኛ
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ
ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ، ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ. ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ. ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ، ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ. ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ، ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ.
ማዕዳ، ናይ ልቦና ፍረ ነገር، ብሄራዊ ተመክሮ، ሓቂ، ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ، ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ . ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር. ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን. ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ، ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም.
ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ، ኣብ ስነ ጽሑፍ، ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ. ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል. ኣብ ገዛ، ትምህርቲ، መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ.
.
تنزيل APK الاصدار 3.5 المجانية Free Download
يمكنك تنزيل Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ APK 3.5 لـ Android مجاناً Free Download الآن عبر أبك داون مود.