تنزيل Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ Free لـ Android
sync_alt

تنزيل Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ Free لـ Android

شرح تطبيق Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ وكيفية استخدامه

ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ
رسائل SMS Tigrniya الحب

ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ. ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ. ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ. ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ. ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር.

ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ. ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ.

ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም، ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ. ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ. ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ.

ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ. እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ، ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል. እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል ንዕኡ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ، ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ ንዓኣ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ.

ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና.

.

تنزيل APK الاصدار 3.5 المجانية Free Download

يمكنك تنزيل Tigrinya Love - ፍቕራዊ መልእኽቲ ብትግርኛ APK 3.5 لـ Android مجاناً Free Download الآن عبر أبك داون مود.

الوسوم:

expand_more عرض أكثر
schedule متوفرة مجاناً android أندرويد 4.0.3 والأحدث update 2018-10-18
مُشاركة
share
shop تحميل من GooglePlay

التحميل متوفر مباشرةً من ولكننا ننصح بالتحميل من الماركت الافتراضي لهاتفك اذا توفر لديك حساب. info
يرجى قراءة تفاصيل التطبيق جيداً

android التحميل عبر أبك داون مود
إبــلاغ
report
35 visibility 0 - 0 accessibility مناسب لمن يبلغ 3 أعوام فما فوق

adb تطبيقات أُخرى من المطور عرض المزيدchevron_left