تنزيل Tigrinya Fables ጽውጽዋያት ትግርኛ Free لـ Android
sync_alt

تنزيل Tigrinya Fables ጽውጽዋያት ትግርኛ Free لـ Android

شرح تطبيق Tigrinya Fables ጽውጽዋያት ትግርኛ وكيفية استخدامه

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ

ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ

ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ. ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ. መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት، ኣትክልቲ، ህይወት ዘይብሎም ነገራት، ኣፈታሪኻውያን ነገራት ወይ እውን ናይ ተፈጥሮ ሓይልታት. እዞም ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት، ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ምዝራብ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዓቅሚ ዝለብሱ ኮይኖም ኣብ መወዳእታ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ መልእኽቲ የመሓላልፉ.

ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ، ካብቶም ያታዊ ስነ-ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ስነ-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ. ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ-ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ. ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን. ኣብ ሃገርና እውን، ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ምንግጋር ልማድ ግኑን ኢዩ. ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ.

.

تنزيل APK الاصدار 3.5 المجانية Free Download

يمكنك تنزيل Tigrinya Fables ጽውጽዋያት ትግርኛ APK 3.5 لـ Android مجاناً Free Download الآن عبر أبك داون مود.

الوسوم:

expand_more عرض أكثر
schedule متوفرة مجاناً android أندرويد 4.0.3 والأحدث update 2018-10-26
مُشاركة
share
shop تحميل من GooglePlay

التحميل متوفر مباشرةً من ولكننا ننصح بالتحميل من الماركت الافتراضي لهاتفك اذا توفر لديك حساب. info
يرجى قراءة تفاصيل التطبيق جيداً

android التحميل عبر أبك داون مود
إبــلاغ
report
29 visibility 0 - 0 accessibility مناسب لمن يبلغ 3 أعوام فما فوق