شرح تطبيق Tigrinya Music ደርፊ ግጥምታት وكيفية استخدامه
ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት
يحتوي هذا البرنامج على كلمات الاغاني التغرينية المختارة. اخترنا سطور قليلة فقط من كلمات الاغاني.
እዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን እዚ ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ዝሓዘ ኢዩ። እዞም ግጥምትት ኣብ መልእኽቶም ምርኩስ ብምግባር ኣብ 14 ተኸፊሎም ኣሎዉ። ኣብዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ልዕሊ 200 ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ኣሎዉ።
ካብ 2 ክሳብ 4 መስመራት ካብ ሓንቲ ግጥሚ ደርፊ ጥራይ ኢና መሪጽና። ኣብ ትሕቲ ነፍሲወከፍ ግጥሚ ፣ ስም ናይ ደራፋይ ወይ ደራፊትን ኣርእስቲ ናይቲ ደርፊን ተጻሒፉ ኣሎ። ሓደስትን ናይ ቀደምን ትግርኛ ደርፍታት ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣእቲና ኣሎና።
ናይዞም ግጥምታት መልእኽቲ ከምኒ ፣ ፍቅሪ ሃገር ፣ ፍቅሪ ስድራ ፣ ፍቅሪ ኣብ መንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ፣ ስደተኛ ፣ ናይ ፣ ናይ ጓልንስተይቲ ጽባቐ ፣ ናይ ተፈጥሮ ጽባቐ ፣ ሓቀኛን ቅንዑን ህይወት። ነዚ እናንምበብኩም ክትዛናግዑ ተስፋ ንገብር።
ከተካፍሉዎ ትደልዩ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥሚ ምስ ዝህልወኩም ፣ እቲ ግጥሚን ስም ናይ ደራፋይ ወይ ደራፊትን ፣ ከምኡ እውን ኣርእስቲ ናይቲ ደርፊ ስደዱልና። ናይ ኢ-መይል ኣድራሻና afromiumgmail.com ኢዩ።
كلمات Tigrigna
ዝኾነ ሓሳባት ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ናብ ኢ-መይልና ጸሓፉልና።.
.
تنزيل APK الاصدار 3.0 المجانية Free Download
يمكنك تنزيل Tigrinya Music ደርፊ ግጥምታት APK 3.0 لـ Android مجاناً Free Download الآن عبر أبك داون مود.
الوسوم: difference between amharic and tigrinyadifference between tigray and tigrinyaare tigray and tigrinya the sameare tigrinya and amharic mutually intelligibleTigrinya Music